|






|
ምግባር ፍቓድካ ምሃረኒ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ኣርእስቲ
ብዝተፈላለየ ሃናጽን መዓድን መሃርን ዝኾነ ንዑስ
ኣርእስትታት ከምኒ...
#ስለምንታይ
እዩ ብስም የሱስእናበልካ ዝጽለ
#
ህይወት ሃዋርያ ጳውሎስ
#ዝኸደላ
መገዲ ኣላምዶ
#
ንስኻ&/ኺ
ብክርስቶስ የሱስ መን ኢኻ/ኺ
Read full story

*ፍቕራዊ
ደብዳቤ ኣቦ
*ንበደልተይ
ምሕረት ብምግባረይ
ውጹእ ሓራ ኮይነ
.እስኪ ከምኡእንተኾይኑ .ምሕዳስ ሓሳብ .ዘይተዳህሰሰ ሃብቲ ዝብል ዝተፈላለየርእስቲ ዘሎዎ ትምህርቲ ኣብ ሻሎም
ቀዳማይ ዓመት ቁጽሪ 4 ጥቅምቲ 2007 ንረክብ
Read full story

‘‘ቤተክርስትያን ትወልድ እያ: መኻን ኣይኮነትን:: ኣብ ውሽጣ
ዝተፈላለየ ራኢን ጸጋን ዘለዎም ሰባት ክውለዱ ይኽእሉ እዮም::”
ምስክርነት ፓስተር ተመስገን ስዩም
ካብ ሎስ ኣንጀለስ
ኣሜሪካ ጓሳ ማሕበር
ኤልሻዳይ ዓለም ለኻዊ ናይ ቃል ኪዳን ሚኒስትሪ ከሙኡውን
ዝተፈላለየ
ርእስቲ ሒዛ ቁጽሪ
3
ሓምለ 2007
ሻሎም መጽሔት ቀሪባ ኣላ
Read full story

#ቃል
ጓሳ ማሕበር # ዓምዲ ትምህርቲ
# መስተን ክርስትናን #
ስለምንታይ ኩሉ ሰብ ዘይፍወስ
# ምሕዳስ ሓሳብ # ምስክርነት
# ዓምዲ ህጻናት # ካብዝን ካብትን
# ደብዳቤታትኩም ዝብል ትሕዝቶታት ዘለዋ
ሻሎም መበል
2
ሕታም
2007
Read full story

Read full story |
መንፈሳዊ
መጻሕፍቲ

 |
|